ጉግል (Google) እንታይ እዩ ናይ መድለዩ ማሽን
ጉግል ብዙሕ ሃገራት ዝሓቖፈ ናይ ቴክኖሎጂ ኩባንያ ኮይኑ ብናይ ምድላይ ማሽንን (search engine) ምስ ኢንተርነት ዝተኣሳሰሩ ሰፊሕ ፍርያትን ኣገልግሎታትን ብምሃብ ዝፍለጥ እዩ። ኣብ 1998 ብላሪ ፔጅን ሰርጌይ ብሪንን፡ አብ ሽኡ…
Read moreጉግል ብዙሕ ሃገራት ዝሓቖፈ ናይ ቴክኖሎጂ ኩባንያ ኮይኑ ብናይ ምድላይ ማሽንን (search engine) ምስ ኢንተርነት ዝተኣሳሰሩ ሰፊሕ ፍርያትን ኣገልግሎታትን ብምሃብ ዝፍለጥ እዩ። ኣብ 1998 ብላሪ ፔጅን ሰርጌይ ብሪንን፡ አብ ሽኡ…
Read moreእቲ ናይ ዩቱብ ኣልጎሪዝም ንተጠቀምቲ ብመሰረት ናይ ምርኣይ ባህርያቶም(viewing behaviour)፣ ናይ ምትእስሳር ቅዲኦምን (engagement patterns): ምርጫታቶምን ተመርዂሱ ንትሕዝቶታቱ ቀዳምነት ንምሃብ ይሰርሕ። ቀንዲ ዕላማ ኣልጎሪዝም አብ ብሕታዊ / ዉልቃዊ ትሕዝቶ ለበዋታት/ርእይቶ…
Read moreዩቱብ ተንቀሳቃሲ ምስልታት ወይ ቪድዮታት ዝፍኑ ህቡብ ናይ ኦንላይን መድረኽ ኮይኑ: ንተጠቀምቲ ቪድዮታት ክርእዩ፡ ክጽዕኑን(upload) ንካልኦት ከካፍሉን ዘኽእሎም እዩ። ኣብ 2005 ዝተጀመረ ኮይኑ፡ ቪድዮታት ሙዚቃ፡ ትምህርታዊ ትሕዝቶ፡ ብሎግ፡ መዘናግዒ፡ ትምህርቲ፡…
Read moreብሎክቸይን ዘይተማእከለን ዝተዘርግሐን መዝገብ ቴክኖሎጂ ኮይኑ፡ ንሓበሬታ ብውሑስን ግሉጽን ኣገባብ ይምዝግብ ። ቀንዲ ባእታታት እዞም ዝስዕቡ እዮም፤ 1. ዘይምእኩል : ብሎክቸይን ከምቲ ልሙድ ምእኩል አገባብ ዘይኮነስ ዘይምእኩል ስርዓት ወይ አገባብ…
Read moreድሮፕሺፒንግ (Dropshipping) ማለት ናይ ምችርቻር አገባብ ኮይኖም፡ ድኳናት ዝኾነ ይኹን ንብረት ከይሓዙ ፍርያቶም ንዓማዊል ዝሸጠሉ ሜላ እዩ። አሰራርሑ ነዚ ዝስዕብ ይመስል ፤ 1. አብ ኢንተርነት ድኳን ምድላው(Online Store ): እቲ…
Read moreሰርች ኢንጅን ማለት ተጠቀምቲ ምስ ሕቶኦም ዝተኣሳሰሩ ቀንዲ ቃላት ወይ ሓረጋት ኣብ ኢንተርነት ብምእታው ሓበሬታ ክደልዩ ዘኽእሎም ሶፍትዌር ወይ ናይ ኦንላይን መሳርሒ እዩ። ብድሕሪኡ እቲ መድለዩ ማሽን ዝርዝር ናይ መርበብ…
Read moreኒውሮሎጂ ሓደ ካብ ጨንፈራት ሕክምናዊ ሳይንስ ኮይኑ ብዛዕባ ሕክምና ጸገማት ስርዓተ ነርቭ ዘጽንዕ ዓዉዲ እዩ። እዚ ድማ ንሓንጎል፡ ዓንዲ ሕቖ፡ ዙርያዊ ነርቭታትን(peripheral nerves): ጭዋዳታትን የጠቓልል። ኣብዚ ዓውዲ’ዚ ዝሰርሑ ሰብ ሞያ…
Read moreኒውሮን ፍሉይ ዋህዮ ኮይኑ፡ ከም ናይ ነርቭ ዋህዮ እውን ይፍለጥ እዩ ። እዚ መሰረታዊ መሕነጺ ስርዓተ ነርቭ እዩ። ናይ ኒውሮናት ቀንዲ ሓላፍነት ኣብ መላእ ኣካላትና ሓበሬታ ምትሕልላፍ ወይ ምዝርጋህ ኮይኑ…
Read moreሕሱር በረራታት ምርካብ ቁሩብ ብድሆ ክኸውን ይኽእል እዩ፡ እንተኾነ ግን ብገለ መጽናዕትን ተዓጻጻፍነትን መብዛሕትኡ ግዜ ጽቡቕ ውዕላት ክትረክብ ትኽእል ኢኻ። ሕሱር በረራታት ንምርካብ ዝሕግዙኻ ምኽርታት እዞም ዝስዕቡ እዮም፤ 1. ማሽን…
Read moreዩቱብ፡ ተጠቀምቲ ቪድዮታት ክዕዘቡ፡ ክሰቕሉን ከካፍሉን ዘኽእሎም ህቡብ ናይ ኦንላይን ቪድዮ ምክፋል መድረኽ እዩ። ኣብ 2005 ዝተጀመረ ኮይኑ፡ ቪድዮታት ሙዚቃ፡ ትምህርታዊ ትሕዝቶ፡ ቪሎግ፡ መዘናግዒ፡ ትምህርቲ፡ ቀጥታዊ ስትሪምን ካልእን ዝኣመሰሉ ሰፊሕ…
Read moreኣብ ዕዳጋ ኣክስዮን ወፍሪ ምግባር ምስ ግዜ ሃብትኻ ንምዕባይ ብሉጽ መገዲ ክኸውን ይኽእል እዩ። ከመይ ጌርካ ከም እትጅምር ሓፈሻዊ መምርሒ እነሆ ፤ 1. ትምህርትን ምርምርን: መሰረታዊ ነገራት ዕዳጋ ኣክስዮን ምርዳእ።…
Read moreመዝገበ-ቓላትካ ብገዛእ ርእስካ/ባዕልኻ ምስፋሕ ብውፉይ ጻዕሪ ዝብጻሕ እዩ። ንባንኪ ቃላትካ ባዕልኻ ንምዕባይ ዝሕግዙ ስትራተጂታት እዞም ዝስዕቡ እዮም፤ 1. ብሰፊሑ ምንባብ ፦ ኣብ መጽሓፍቲ፡ ጽሑፋት፡ ብሎግ፡ ወይ ዝኾነ ዝምስጠካ ጽሑፋዊ …
Read more1. ኣብ ኣማዞን ፍርያት ምሻጥ: ፍርያት ንምሻጥ ናይ ኣማዞን መድረኽ ምጥቃም። ከም ውልቀ ሸያጢ ክትሸይጥ ወይ ንፕሮፌሽናል ሸያጢ ኣካውንት( professional seller account ) ክትምዝገብን ምድባት ፍርያትካ ክትዝርዝርን ኣብ ከም ችርቻሮ…
Read more1. ፍርያትካ ምረጽ: ክትሸጦ እትደሊ ፍርያት ምረጽ። እዚ ብኢድ ዝተሰርሑ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት፡ ፍሉያት ኣቑሑት፡ ጅምላ ኣቑሑት፡ ብጠለብ ዝተሓትሙ ፍርያት ወይ ናይ ገዛእ ርእስኻ ምሕዞታት ክኸውን ይኽእል። 2. ኣበይ ከም እትሸይጥ…
Read moreባጤራታት ብሰንኪ ዝተፈላለዩ ረቛሒታት ዝተፈላለየ ክብርታት ኣለዎም፤ 1. ቁጠባዊ ምርግጋእ: ርጉእ ቁጠባ ዘለወንን ትሑት ዋጋ ንብረት ዘለወንን ሃገራት ብተለምዶ ዝሓየለ ባጤራ ኣለወን። ኣውፈርቲ ኣብዞም ቁጠባዊ ምርግጋእ ዘለዎም ሃገራት ዝያዳ እምነት…
Read moreፊያት ባጤራ ማለት ሓደ መንግስቲ ሕጋዊ ባጤራ/ ገንዘብ ምዃኑ ዝኣወጆ አይነት ገንዘብ ዘመልክት ኮይኑ፡ ብከም ወርቂ ወይ ብሩር ዝኣመሰለ ኣካላዊ ሸቐጥ ግን ኣይድገፍን እዩ። እቲ ዋጋኡ ድማ ካብቲ ሰባት ኣብቲ…
Read moreክሪፕቶካረንሲ ንውሑስን ዘይተማእከለን ትራንዛክሽን ክሪፕቶግራፊ ዝጥቀም ዓይነት ዲጂታላዊ ወይ ቨርቹዋል ባጤራ እዩ። ኣብ ብሎክቸይን ብዝተባህለ ቴክኖሎጂ ዝሰርሕ ኮይኑ፡ ንኹሉ ትራንዛክሽን ኣብ መርበብ ኮምፒዩተራት ዝምዝግብ ዝተዘርግሐ መዝገብ እዩ። ቁልፊ ባህርያት ክሪፕቶካረንሲታት፤…
Read moreመርበብ ሓበሬታ ማለት ብመንገዲ ኢንተርነት ጌርካ ትረኽቦም ትሕዝቶ-ከም ጽሑፍ፡ ምስሊ፡ ቪድዮን ካልእ ዲጂታላዊ ንብረትን ዝሓዘ ምትእኽኻብ ተዛመድቲ ገጻት መርበብ ሓበሬታ እዩ። ብተለምዶ ብፍሉይ ስም ዓውዲ (domain name) ዝፍለጥ ኮይኑ ዝተፈላለዩ…
Read moreኢመይል (ኤሌክትሮኒካዊ መልእኽቲ) ካብ ሓደ ሰብ ናብ ካልእ ሰብ ወይ ናብ ብዙሓት ተቐበልቲ ብኤሌክትሮኒካዊ ኣገባብ መልእኽቲ፡ ፋይላት ወይ ዳታ ንምልኣኽ ንጥቀመሉ ዲጂታላዊ ኣገባብ ርክብ እዩ። ብኢመይል ሰርቨርን ፕሮቶኮላትን ተጠቒምካ ብኢንተርነት…
Read moreዕዳጋ ኣክስዮን፡ ብህዝቢ ዝንገዳ ኩባንያታት ኣክስዮን ምዕዳግ፡ ምሻጥን ምውጻእን ዝፍጸመሉ መድረኽ እዩ። ኣውፈርቲ ዝተፈላለዩ ፋይናንሳዊ መሳርሒታት፡ ብቐንዱ ኣክስዮን፡ ቦንድ፡ ኣቑሑትን ክነግዱሉ ዝኽእሉ ፋይናንሳዊ ዕዳጋ እዩ። ቀንዲ ዕዳጋ ናይ ስቶክ ማርኬት…
Read moreንቆልዑ ምሕጓስ ዝተፈላለየ ንጥፈታትን ኣገባባትን ከጠቓልል ይኽእል። ገለ ሓሳባት እነሆ፤ ነፍሲ ወከፍ ውላድ ፍሉይ ምዃኑ ኣይትረስዕ፣ ስለዚ እቲ ንሓደ ሓጐስ ዜምጽኣሉ ንኻልእ ከየሐጉሶ ይክእል እዩ። ውልቃዊ ምርጫታቶምን ድሌታቶምን ምርዳእን ምምላእን…
Read moreፕሮግራሚንግ ምምሃር ዓስቢ ዘለዎ ጉዕዞ ክኸውን ይኽእል እዩ። ንኽትጅምሩ ዘክእል ደረጃ ብደረጃ መምርሒ ኣብዚ ኣሎ፤ 1. ቋንቋ ምረጽ: ኣብ ዕላማኻ ተመርኲስካ ቋንቋ ፕሮግራሚንግ ምረጽ። ፓይቶን መብዛሕትኡ ግዜ ብዘለዎ ተነባብነትን ብዙሕ…
Read moreብኢንተርነት ገንዘብ ክትረኽበሉብኢንተርነት ገንዘብ ክትረኽበሉ እትኽእል ዝተፈላለየ መንገድታት ኣሎ፡ እዚ ድማ ከከም ክእለትካ፡ ድሌታትካን ወፍሪ ክትገብረሉ እትኽእል ግዜን እዩ ዝዉሰን ። ገለ ኣማራጺታት እነሆ፤ 1. ጊዝያዊ ሰራሕተኛ (Freelancing): ኣብ ከም…
Read moreግላዊ ትምህርቲ እናመሃርካ ወይ ብኣሰልጣንነት ብኢንተርነት ገንዘብ ንምርካብ፡ ነዞም ዝስዕቡ ስጉምትታት ኣብ ግምት ኣእቱ፤ 1. ክእለትካ ኣለሊ: ኣብ ምንታይ ዓይነት ትምህርቲ እንተመሃርካ ከም እተድምዕ :ክትምህር ከምእትፈቱን አለሊን ወስንን ። ኣካዳሚያዊ…
Read moreኣብ ገዛኻ ኬክ ምስራሕ ቀሊል ደረጃ ብደረጃ መስርሕ የጠቓልል። ሓፈሻዊ መምርሒ ኣብዚ ኣሎ፤ ዘድልዩ ነገራት: – 1ን 1/2ን ኩባያ ንኹሉ ዝውዕል ሓርጭ – 1 ኩባያ ንእሽቶ ሽኮር – 1/2 ኩባያ…
Read moreቋንቋ ፕሮግራሚንግ ሶፍትዌር ንምጽሓፍ፡ ኣፕሊኬሽናት ንምፍጣር ወይ ባህሪ ኮምፒተር ንምቁጽጻር ዝጥቀሙሉ ወግዓዊ ስብስብ መምርሒታት ወይ ትእዛዛት እዩ። ፕሮግራመርስ ፍሉይ ዕማማት ንኽፍጽሙ መምርሒ ዝህብ ቅርጻዊ መገዲ ብምቕራብ ምስ ኮምፒዩተራት ክራኸቡ የኽእሎም።…
Read moreዶመይን ማለት ኣብ ኢንተርነት ዝርከቡ ጸጋታት ንምልላይን ንምድላይን ንጥቀመሉ ኣድራሻ እዩ። ኣብ ትሕዝቶ መርበብ ሓበሬታ ዓውዲ: ንሓደ ፍሉይ መርበብ ሓበሬታ ዘለልይ ፍሉይ ስም የመልክት። ኣካል ናይቲ Domain Name System (DNS)…
Read moreኮምፒዩተራት ብተኸታታሊ መስርሓት ይሰርሓ፡ እዚ ድማ ንኣካላት ሃርድዌርን ሶፍትዌርን ዘጠቓልል እዩ፤ 1. Input: ተጠቀምቲ ምስ ኮምፒተር ብናይ ምእታው (input) መሳርሒታት ከም keyboard, mice, ወይ touchscreens ኣቢሎም ዳታን ትእዛዛትን ብምሃብ ይራኸቡ።…
Read moreኣብ ክሪፕቶካረንሲ ወፍሪ ምግባር ሓደጋታት ስለዘለዎ፡ ምርምርን ብጥንቃቐ ምቕጻልን ኣገዳሲ እዩ። $1000 ኣብ ክሪፕቶካረንሲ ንምውፋር መሰረታዊ መምርሒ ኣብዚ ኣሎ፤ 1. ዘተኣማምን ምልውዋጥ ምረጽ: ክሪፕቶካረንሲ ንምግዛእ ከም Coinbase, Binance, Kraken, ወይ…
Read moreክረዲት ካርድ ብሓደ ፋይናንሳዊ ትካል ዝወሃብ ፕላስቲክ ካርድ ኮይኑ፡ ወነንቲ ካርድ ዕድጊ ንምግባር ወይ ንኣገልግሎት ንምኽፋል ገንዘብ ክልቅሑ የኽእሎም። ተጠቀምቲ ብኣውጻኢ ካርድ( card issuer) ዝወሃብ መስመር ልቓሕ ንኽረኽቡ የኽእሎም። ብዛዕባ…
Read moreዌብሳይት ወርድፕረስ ዌብሳይት ወርድፕረስ ምፍጣር ቀጥታዊ መስርሕ እዩ። ንኽትጅምሩ ዝሕግዙ ደረጃ ብደረጃ መምርሒታት ኣብዚ ኣሎ፤ 1. Domain Nameን Hosting Providerን ምረጽ: ንመርበብ ሓበሬታኻ ዝውክል ዶሜይን ስም ምረጽ እሞ ኣቕራቢ ኣአንጋዲ…
Read moreኢንተርነት ኣብ መላእ ዓለም ብሚልዮናት ዝቑጸሩ መሳርሒታት ዘራኽብ ዓለማዊ መርበብ እዩ። ዝተፈላለዩ ኣካላት ዝሓቖፈ ዝተሓላለኸ ስርዓት ኣቢሉ እዩ ዝሰርሕ፤ 1. መሳርሒታት: ኮምፒዩተራት፣ ስማርትፎናት፣ ሰርቨርን ካልኦት መሳርሒታትን ISPs (Internet Service Providers)…
Read moreበዓልጸጋ ወይ ሃብታም ምዃን ንብዙሓት ዕላማ ክኸውን ይኽእል እዩ፡ እንተኾነ ግን ነዚ ብክውንነታዊ ትጽቢታትን ምውህላል ሃብቲ መብዛሕትኡ ግዜ ተወፋይነትን፡ ግዜን ፡ ስትራተጂካዊ ውጥንን ከም ዘጠቓልል ብምርዳእን ምቕራብ ኣገዳሲ እዩ። ገለ…
Read moreቢትኮይን እንታይ እዩ ? ቢትኮይን ዘይተማእከለ ዲጂታላዊ ባጤራ ኮይኑ፡ መብዛሕትኡ ግዜ ክሪፕቶካረንሲ ተባሂሉ ይጽዋዕ። ኣብ 2009 ብዘይተፈልጠ ሰብ ወይ ጉጅለ ሳቶሺ ናካሞቶ ዝብል ቅጽል ስም ተጠቒሙ ዝተፈጥረ እዩ። ቢትኮይን ኣብ…
Read more“ከም ግራፊክ ዲዛይነር ጉዕዞኻ ንምጅማር ዝሕግዙ ስጉምትታት“ ግራፊክ ዲዛይነር ምዃን፡ ምትሕውዋስ ክእለት፡ ፍልጠትን ፈጠራን ዝሓትት መሳጥን ፈጠራውን መንገዲ እዩ። ኣብ’ዚ ዓውዲ’ዚ ጉዕዞኻ ንምጅማር ዝተዋደደ መምርሒ ኣብዚ ኣሎ፤ 1. ነቲ ዐዉዲ…
Read moreኣገዳሲ ኣዋጅ ካብ መንግስቲ ጀርመን፡ ምቅልጣፍ ምጥርናፍ ስድራቤት ተበግሶ መንግስቲ ጀርመን ንጥርናፈ ስድራቤት ፡ ቤት ጽሕፈት ኣብ ካምፓላ ንሓገዝ ክፉት ኮይኑ መንግስቲ ጀርመን፡ ቤት ጽሕፈት ኣህጉራዊ ውድብ ስደተኛታት ብምቛም፡ ነቲ…
Read moreዕዳጋ ኣክስዮን፡ ብህዝቢ ዝንገዳ ኩባንያታት ኣክስዮን ምዕዳግ፡ ምሻጥን ምውጻእን ዝፍጸመሉ መድረኽ እዩ። ኣውፈርቲ ዝተፈላለዩ ፋይናንሳዊ መሳርሒታት፡ ብቐንዱ ኣክስዮን፡ ቦንድ፡ ኣቑሑትን ክነግዱሉ ዝኽእሉ ፋይናንሳዊ ዕዳጋ እዩ። ቀንዲ ዕዳጋ ናይ ስቶክ ማርኬት…
Read more“ምልከት እንግሊዝኛ ኣብ ክልተ ወርሒ፡ ቅርጻዊ ኣገባብ ትምህርቲ” ብፍላይ ኣብ ሓጺር ግዜ ቋንቋ ምምሃር ትኹረት ዝገበረ ስትራተጂ ይሓትት። ኣብ ውሽጢ ክልተ ወርሒ ን ቋንቋ እንግሊዝ ብኣድማዒ መንገዲ ክትመልኾ ዝሕግዘካ ውጥን…
Read more“ስነ-ቓላትካ ብናጻ ንምስፋሕ ውጽኢታዊ ሜላታት” መዝገበ-ቓላትካ ብናጻ ምስፋሕ ብውፉይ ጻዕሪ ዝብጻሕ እዩ። ንባንኪ ቃላትካ ባዕልኻ ንምዕባይ ዝሕግዙ ስትራተጂታት እዞም ዝስዕቡ እዮም፤ 1. ብሰፊሑ ምንባብ ፦ ኣብ መጽሓፍቲ፡ ጽሑፋት፡ ብሎግ፡ ወይ…
Read moreደረጃ ብደረጃ መምርሒ ምኽፋት ናይ ፔይፓል ኣካውንት። ፔይፓል ኣብ መላእ ዓለም ንዝግበር ትራንዛክሽን ዘቃልል ኣገዳሲ ናይ ኦንላይን ክፍሊት መድረኽ ኮይኑ ኣሎ። ናይ PayPal ኣካውንት ክትከፍቱ ትደልዩ እንተኾይንኩም፡ ነዞም ደረጃ ብደረጃ…
Read moreብመንገዲ ኣፍሊት ማርኬቲንግ ገንዘብ ከምዝርከብ ትፈልጡ’ዶ ? እንበዓር ብመንገዲ ኣፍሊት ማርኬቲንግ ገንዘብ ንምርካብ ነዞም ዝስዕቡ ስጉምትታት ተኸተል፤ 1. Affiliate Marketing ምርዳእ: Affiliate Marketing ናይ ሓደ ዝኮነ ትካል ፍርያት ወይ ኣገልግሎት…
Read moreኣብ ዩቱብ ብከመይ ገንዘብ ንረክብ? ኣብ ዩቱብ ገንዘብ ምእካብ ብቐንዱ ብመንገዲ ፕሮግራም መሻርኽቲ ዩቱብን ተወሳኺ ዋሕዚ እቶትን ሓያሎ ሜላታት ዘጠቓልል እዩ። ብከመይ ንዝብል? እንሆ፤ 1. ፕሮግራም መሻርኽቲ ዩቱብ (YPP): ፈጠርቲ…
Read moreክሪፕቶካረንሲ ንውሑስን ዘይተማእከለን ትራንዛክሽን ክሪፕቶግራፊ ዝጥቀም ዓይነት ዲጂታላዊ ወይ ቨርቹዋል ባጤራ እዩ። ኣብ ብሎክቸይን ብዝተባህለ ቴክኖሎጂ ዝሰርሕ ኮይኑ፡ ንኹሉ ትራንዛክሽን ኣብ መርበብ ኮምፒዩተራት ዝምዝግብ ዝተዘርግሐ መዝገብ እዩ። ቁልፊ ባህርያት ክሪፕቶካረንሲታት፤…
Read morefeugiat purus vitae sollicitudin laoreet. Duis fringilla ligula vel velit lacinia, in mattis felis consectetur. Sed at pretium orci. Ut tempus libero odio, sit amet consequat neque pretium ut. Integer…
Read moreI am alone, and feel the charm of existence in this spot, which was created for the bliss of souls like mine. I am so happy, my dear friend, so…
Read moreAenean feugiat purus vitae sollicitudin laoreet. Duis fringilla ligula vel velit lacinia, in mattis felis consectetur. Sed at pretium orci. Ut tempus libero odio, sit amet consequat neque pretium ut.…
Read moreAenean feugiat purus vitae sollicitudin laoreet. Duis fringilla ligula vel velit lacinia, in mattis felis consectetur. Sed at pretium orci. Ut tempus libero odio, sit amet consequat neque pretium ut.…
Read moreAenean feugiat purus vitae sollicitudin laoreet. Duis fringilla ligula vel velit lacinia, in mattis felis consectetur. Sed at pretium orci. Ut tempus libero odio, sit amet consequat neque pretium ut.…
Read moreAenean feugiat purus vitae sollicitudin laoreet. Duis fringilla ligula vel velit lacinia, in mattis felis consectetur. Sed at pretium orci. Ut tempus libero odio, sit amet consequat neque pretium ut.…
Read moreAenean feugiat purus vitae sollicitudin laoreet. Duis fringilla ligula vel velit lacinia, in mattis felis consectetur. Sed at pretium orci. Ut tempus libero odio, sit amet consequat neque pretium ut.…
Read more